Welcome to Mehari Tech!

We will design your

website and train you how

to manage it. You will

have your new website in days.

Our Design Services

We provide website design for 

e-commerce, business, service, 

professional and personal purpose.

Also, we have website hosting and

management services for a fair price. 

ንትካላት፡ ሰብ ሞያ፡ ወሃብቲ ኣገልግሎትን ንውልቅን

ዝኸውን  ዝተፈላለየ ዓይነት ወብሳይታት ንሰርሕ።

ከምኡ’ውን ኣገልግሎት “ወብ ሆስቲንግ” ኣለና።  

 

E-Commerce

  • Domain registration and installation
  • Set up Credit cards and PayPal payment gateways
  • Plugin installation and integration
  • Connecting online store with FB page and Instagram
  • Training course
  • 1-month technical support

Personal

  • Domain registration and installation
  • Set up Credit cards and PayPal payments, if required
  • Connecting website with FB page and Instagram
  • 1-month technical support 
 
 
 

Business

  • Domain registration and installation
  • Set up Credit cards and PayPal payment gateways
  • Connecting website with FB page and Instagram
  • 1-month technical support
 
 

Web Hosting

  • Domain name registration 
  • Domain privacy
  • Website hosting service
  • Technical support
 
 
 
 
 

Testimonials

ብመጀመርታ ካብ ልቢ ከመስግነካ ይፈቱ ምኽንያቱ ነቲ ካብ ነዊሕ እዋን ዝምነዮ ዝነበርኩ Online business ናብ ክውንነት ክቕይሮ ስለዝሓገዝካኒ። ብዛዕባ Online business ካብ drarhiwet እኹል ኣፍልጦ ሒዘ እኳ እንተነበርኩ፥ መሓሪ ነቲ ኩሉ ሓሳባተይ መስመር ብምትሓዝ ወላ ሓደ ጎደሎ ዘይብላ Online shop ክሰርሕ ካብ መሰረት ኣትሒዙ ሓጊዙኒ። ብተወሳኺ ነቲ website ምስ Facebook business page ብምትሕሓዝ ምስ ዓማዊል ብቐረባ ክዋሳእ ዕድል ፈጢሩለይ። ከምኡ’ውን ብኸመይ ንብረት ናብ Online shop ከምዘእቱን ካብ ዓማዊል ዝመጸኒ ጠለባት ምምላእን ንጹር ዝኾነ ትምህርት ሂቡኒ።ስለ’ዚ ነዚ ሓድሽ መድረኽ ናይ ዓለምና ፈጢርዎ ዘሎ ዕድል ተጠቒሙ Online business ክኸፍት ዝደሊ ሰብ፥ ከም’ዚ ዓይነት ናይ መሓሪ ሓገዝ ካብ መጠን ንልዕሊ ኣገዳሲ እዩ።
Thank you so much Mehari!
ብመጀምርያ ተጠቃሚ ናይ’ዚ ዘይነጽፍ ፍልጠቱ ብምዃነይ ንመሓሪ ብልቢ ከመስግኖ ይፈቱ። ብምቕጻል፡ ኣነ ብዝረኸብክዎ ኣገልግሎት ካብ ዝተጸበኽዎ ንላዕሊ ዕጉብን ሕጉስን እየ። ብዘይካ እቲ ዝደለኽዎ website ዝሰርሓለይ፡ ተወሳኺ ግዜኡን ፍልጠቱን ከይበቐቐ ክሳብ ኩሉ ኣሰራርሓ ናይ’ቲ website ዝርድኣኒ ኣብ ጎድነይ ብምዃን ምሉእ ድጋፍን ስልጠናን ሂቡኒ። ዝነበረኒ ኩሉ ሕቶታተይ ተመሊሱለይ፡ እንሆ ከማን ስርሐይ ጀሚረ። ኩሉኹም ከም’ዚ ናተይ ምስ website ዝተተሓሓዘ ተመሳሳሊ መደብ ዘለኩም፡ ናብ MehariTech ምጹ። ርግጸኛ እየ ድማ ሕጉሳት ኮይንኩም ከም ትወጹ።
የቐንየለይ መሓሪ! ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትካ ድማ ጥዕና ይምነየልካ።
ነቲ ንነዊሕ እዋን ዝምነዮ ዝነበርኩ Online store ከም’ቲ ዝደልዮን ዓማዊል’ውን ነቲ ዝደለይዎ ንብረት ብቐሊሉ ክረክብዎ ከምዝኽእሉን ጌሩ ስለዝሰርሓለይ ንመሓሪ ኣዝየ እየ ዘመስግኖ። ልዕሊ ኹሉ ድማ በቲ ግዚኡን ፍልጠቱን ከይበቐቐ ዝሃበኒ ስልጠናን ሓገዝን ብጣዕሚ ዕግብቲ እየ። ከም’ዚ ናተይ Online business website ከተስርሑ ምስ እትደልዩ MehariTech ተወከሱ፥ ከምትዓግቡ ድማ ርግጸኛ እየ። የቐንየለይ መሓሪ!
ኣነ ካብ MehariTech ብዝረኸብክዎ ኣገልግሎት ምስራሕ website ኣዝየ ዕጉብ እየ። ብፍላይ ንመሓሪ፥ ግዜኡን ፍልጠቱን ከይበቐቐ ክሳብ ኩሉ ኣሰራርሓ ናይ’ቲ website ዝርድኣኒ ንልዕሊ 1 ወርሒ ኣብ ጎድነይ ብምዃን ምሉእ ሓገዝን ስልጠናን ስለዝሃበኒ ብጣዕሚ የመስግኖ። ዝነበረኒ ተክኒካዊ ሕቶታተን ጸገማትን ተመሊሱለይ website ንስራሕ ድልዉቲ ኮይና ኣላ። ኩሉኹም ናይ website ምስራሕ መደብ ዘለኩም ናብ MehariTech ምጹ። በቲ ስሉጥን ጽፉፍን ኣገልግሎት ከም እትዓግቡ ከኣ ርግጸኛ እየ። የቐንየለይ መሓሪ ሓወይ!
ካብ drarhiwet ዝረኸብክዎ ናይ online business ትምህርቲ ብግብሪ ዝሰርሓሉ website ንኽውንን ዘኸኣለኒ ክቡር ሓውና መሓሪ ካብ ልቢ ከመስግኖ ይፈቱ ። ግዚኡን ፍልጠቱን ወፍዩ ናብ’ቲ ናይ ወትሩ ሕልመይ ዘብጽሕ ሓገዝ ጌሩለይ እዩ’ሞ፥ ኣነ ከኣ ኣብ ዝለዓለ ክበጽሕ ተስፋ ይገብር። ከም’ዚ ናተይ ክትሕገዙ ምስ እትደልዩ ናብ maharitech ተወከሱ፥ ሕልምኹም ከተግህዱ።

We are happy to help you improve your website performance and optimization! 

Not registered yet

Already registered

Contact us

Copyright © 2020 meharitech.com

Open chat
1
Need Help?
Hello,
How can I help you?