Welcome to Mehari Tech!

We will design your

website and train you how

to manage it. You will

have your new website in days.

Our Design Services

We provide website design for 

e-commerce, business, service, 

professional and personal purposes.

Also, we have website hosting and

management services for a fair price. 

ንትካላት፡ ሰብ ሞያ፡ ወሃብቲ ኣገልግሎትን ንውልቅን

ዝኸውን  ዝተፈላለየ ዓይነት ወብሳይታት ንሰርሕ።

ከምኡ’ውን ኣገልግሎት “ወብ ሆስቲንግ” ኣለና።  

 

Personal

  • websites for personal such as Blogs
 
 

Small Business

  • Small businesses websites which provide various services such as Cleaning & Plumbing services

E-Commerce

  • Online business websites for selling products or services such as online store or eLearning platform 

Professional

  • Professional and consulting service providers websites such as Accounting & Tax services

Testimonials

ብመጀመርታ ካብ ልቢ ከመስግነካ ይፈቱ ምኽንያቱ ነቲ ካብ ነዊሕ እዋን ዝምነዮ ዝነበርኩ Online business ናብ ክውንነት ክቕይሮ ስለዝሓገዝካኒ። ብዛዕባ Online business ካብ drarhiwet እኹል ኣፍልጦ ሒዘ እኳ እንተነበርኩ፥ መሓሪ ነቲ ኩሉ ሓሳባተይ መስመር ብምትሓዝ ወላ ሓደ ጎደሎ ዘይብላ Online shop ክሰርሕ ካብ መሰረት ኣትሒዙ ሓጊዙኒ። ብተወሳኺ ነቲ website ምስ Facebook business page ብምትሕሓዝ ምስ ዓማዊል ብቐረባ ክዋሳእ ዕድል ፈጢሩለይ። ከምኡ’ውን ብኸመይ ንብረት ናብ Online shop ከምዘእቱን ካብ ዓማዊል ዝመጸኒ ጠለባት ምምላእን ንጹር ዝኾነ ትምህርት ሂቡኒ።ስለ’ዚ ነዚ ሓድሽ መድረኽ ናይ ዓለምና ፈጢርዎ ዘሎ ዕድል ተጠቒሙ Online business ክኸፍት ዝደሊ ሰብ፥ ከም’ዚ ዓይነት ናይ መሓሪ ሓገዝ ካብ መጠን ንልዕሊ ኣገዳሲ እዩ።
Thank you so much Mehari!
ብመጀምርያ ተጠቃሚ ናይ’ዚ ዘይነጽፍ ፍልጠቱ ብምዃነይ ንመሓሪ ብልቢ ከመስግኖ ይፈቱ። ብምቕጻል፡ ኣነ ብዝረኸብክዎ ኣገልግሎት ካብ ዝተጸበኽዎ ንላዕሊ ዕጉብን ሕጉስን እየ። ብዘይካ እቲ ዝደለኽዎ website ዝሰርሓለይ፡ ተወሳኺ ግዜኡን ፍልጠቱን ከይበቐቐ ክሳብ ኩሉ ኣሰራርሓ ናይ’ቲ website ዝርድኣኒ ኣብ ጎድነይ ብምዃን ምሉእ ድጋፍን ስልጠናን ሂቡኒ። ዝነበረኒ ኩሉ ሕቶታተይ ተመሊሱለይ፡ እንሆ ከማን ስርሐይ ጀሚረ። ኩሉኹም ከም’ዚ ናተይ ምስ website ዝተተሓሓዘ ተመሳሳሊ መደብ ዘለኩም፡ ናብ MehariTech ምጹ። ርግጸኛ እየ ድማ ሕጉሳት ኮይንኩም ከም ትወጹ።
የቐንየለይ መሓሪ! ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትካ ድማ ጥዕና ይምነየልካ።
ነቲ ንነዊሕ እዋን ዝምነዮ ዝነበርኩ Online store ከም’ቲ ዝደልዮን ዓማዊል’ውን ነቲ ዝደለይዎ ንብረት ብቐሊሉ ክረክብዎ ከምዝኽእሉን ጌሩ ስለዝሰርሓለይ ንመሓሪ ኣዝየ እየ ዘመስግኖ። ልዕሊ ኹሉ ድማ በቲ ግዚኡን ፍልጠቱን ከይበቐቐ ዝሃበኒ ስልጠናን ሓገዝን ብጣዕሚ ዕግብቲ እየ። ከም’ዚ ናተይ Online business website ከተስርሑ ምስ እትደልዩ MehariTech ተወከሱ፥ ከምትዓግቡ ድማ ርግጸኛ እየ። የቐንየለይ መሓሪ!
ካብ drarhiwet ዝረኸብክዎ ናይ online business ትምህርቲ ብግብሪ ዝሰርሓሉ website ንኽውንን ዘኸኣለኒ ክቡር ሓውና መሓሪ ካብ ልቢ ከመስግኖ ይፈቱ ። ግዚኡን ፍልጠቱን ወፍዩ ናብ’ቲ ናይ ወትሩ ሕልመይ ዘብጽሕ ሓገዝ ጌሩለይ እዩ’ሞ፥ ኣነ ከኣ ኣብ ዝለዓለ ክበጽሕ ተስፋ ይገብር። ከም’ዚ ናተይ ክትሕገዙ ምስ እትደልዩ ናብ maharitech ተወከሱ፥ ሕልምኹም ከተግህዱ።

We are happy to help you improve your website performance and optimization! 

Not registered yet

Already registered

Contact us

Copyright © 2022 Mehari Tech

Open chat
1
Need Help?
Hello,
How can I help you?